id
stringlengths
70
70
text
stringlengths
80
38.3k
char_count
int64
80
38.3k
topic
stringclasses
9 values
issue_date
timestamp[s]date
2025-11-01 00:00:00
2026-04-25 00:00:00
source_pdf
stringclasses
63 values
page_start
int64
1
12
page_end
int64
1
12
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03871
ከሳሲ ቀሺ ግዮርጊስ ገብረስላሴ በይን፡ ተኸሰስቲ 2.2 ኢለን ዘርአ 4.2 ኣቶ ኣሌክሳንደር ዘሚካኤል 4.3 ወ/ሮ ሰናይት ዘሚካኤል 5.4 ወ/ሮ ሸዊት ዘሚካኤል 5.4 ኣቶ ኣብርሃም ዘሚካኤል 5.5 ኣቶ በረኸት ገብረስላሴ በይን፣ ኣብ ልዕሌኹም ንምቅሊት ውርሲ ዝምልከት ክሲ ተመስሪቱ ስለ ዘሎ፡ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪል ን14/04/26 ኣብ ቤ/ፍ 6ይ መጋባእያ ዕ/እኽሊ ቅረቡ። እንተዘይቀሪብኩም፡ ጉዳይኩም ኣብ ዘየለኹምሉ ክረአ ምዃኑ ንሕብር። ወ/ሮ ገነት ወልዱ በራኺ፡ ኣቶ ፍስሃየ ኣረፋይነ ቦኽረን ወ/ሮ...
713
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
6
6
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03872
ከሳሲት ማክዳ የማነ ገብረሚካኤል፡ ተኸሳሲ ዕርዶም ምሕረትኣብ ዓንደ፡ ናይ ሓዳር ክሲ ቀሪቡልካ ስለ ዘሎ፡ መልሲ ሒዝካ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪል ን21/04/26 ኣብ ቤ/ፍ 10ይ መጋባእያ ዕ/እኽሊ ቅረብ። እንተዘይቀሪብካ፡ ጉዳይካ ኣብ ዘየለኻሉ ክረአ ምዃኑ ንሕብር። ስኒት ተስፋኦም ገብረ ሳሚኤል ምባል ተሪፉ፡ ሰናይት ተስፋኦም ገብረሚካኤል ተባሂሉ ይተኣረመለይ ስለ ዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን21/04/26 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ወ/ሮ ግምጃ ገብረእግዚኣብሄር፡ ተጸዋዕቲ ኣቶ ሳህለ ሃይለሚካኤል 2. ወ/ሮ ...
504
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
6
6
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03873
1.1.1 ሰላም ሃይለ ገ/ሄር፡ 1.1.3 ሚካል ሃይለ ገ/ሄር፡ 3. ዝፋን እምባየ 4. ኣድያም ጸጋይ፡ 5.1 ሄለን ኣካሉ፡ 5.3 መድሃኔ ኣካሉ 8.1 ኤልሳ ጸሃየ ገ/ ሄር 8.2 ኣስማይት ጸሃየ፡ 8.3 ገቢለት ጸሃየ 8.4 ሱዚ ጸሃየ 9.1 ጸጋይ ዮናስ 9.2 ኣዳ ዮናስ፡ 9.4 ኤፍተም ዮናስ 9.5 ዳናይት ዮናስ 9.6 ባርሴባ ዮናስ፣ ወረ/ገ/ሄር ተወልደመድህን ወረ/ነፍ ኣለሚቱ መኮነን ወ/ሮ ኣዜብ ኣረፋይነ ኣብርሃ ንምቅሊት ውርሲ ዝምልከት ኣብ ልዕሌኹም ክሲ መስሪታ ስለዘላ፡ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪልን...
1,135
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
6
6
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03874
ወ/ሮ ኣድሓነት ሃብቱ ሓጎስ፡ ብዓል ቤተይ ፍስሃየ ዓንደሃይማኖት ደብረጽዮን ስለዝዓረፈ፡ ንዓይ ናይ መጻምዲ መሰለይ ይተሓለወለይ፡ 11 ደቁ ከኣ ወረስቲ ምዃኖም ይረጋገጸሎም ስለ ዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን15/04/26 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ኣቶ ኣብርሃም ገብረሂወት በርሀ፡ ኣደይ ለታይ ተሰማ ኪዳነ ስለዝዓረፈት፡ ኣብ ዝንቀሳቐስ ይኹን ዘይንቀሳቐስ ንብረቶም ኣነ ጥራይ ወራሲ ምዃነይ ይረጋገጸለይ ስለ ዝበለ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን15/04/26 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። 1ይ ደረጃ ቤት-ፍርዲ 1ይ ደረጃ ቤት-ፍርዲ ...
440
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
6
6
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03875
ወ/ሮ ሳራ መስፍን ገብረሚካኤል፡ ብዓል ቤተይ ትካቦ ተኽሉ መባእ ስለዝዓረፈ፡ ንዓይ ናይ መጻምዲ መሰለይ ይተሓለወለይ፡ 9 ደቁ ወረስቲ ምዃኖም ይረጋገጸሎም ስለ ዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን15/04/26 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። 1ይ ደረጃ ቤት-ፍርዲ ተሰነይ ወ/ሮ ራህዋ ኢዮብ ሃይለ፡ ብዓል ቤተይ ሃብቶም ተኪኤ ፍትዊ ስለዝዓረፈ፡ ንዓይ ናይ መጻምዲ መሰለይ ይተሓለወለይ፡ 3 ደቁ ከኣ ወረስቲ ምዃኖም ይረጋገጸሎም ስለ ዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን15/04/26 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ኣቶ ገብረኣምላኽ ክብሮም ተላ፡...
538
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
6
7
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03876
ናጽነት ደስበለ -ሓበን ገብረኣምላኽ- ሳምራዊት መለስ ናጽነት ደስበለ -ሓበን ገብረኣምላኽ- ሳምራዊት መለስ GLOBE CORE INDUSTRIES (PTY) LTD (ERITREA BRANCH)
116
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
7
7
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03880
Place of work: BMSC Sites Type of contract: Indefinite Period Salary: As per the Company Salary Scale Additional requirements for Nationals:  Having fulfilled his/her National Service obligation and provide evidence of release paper from the Ministry of Defence.  Present clearance paper from current/Last employer  T...
2,752
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
7
8
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03881
ሳሙኤል ገብረብርሃን ክፍሊ ኢሚግረሽንን ዜግነትን ፊልም ካብቲ ኣብ መንደቕ ዝንጸባረቕ ስእላዊ ምንቅስቓሳት ንላዕሊ፡ ትርግታ ልቢ ሓደ ህዝቢ እዩ። ሓደ ማሕበረሰብ ነብሰ-ትርጉሙን ሕልሙን ቃንዛኡን ዝገልጸሉ መስትያት፡ ንወለዶታት ዝሰግር ዓቢ ውርሻ እዩ። ፊልም መዝገብ ታሪኽ፡ መድረኽ ፖለቲካዊ ክትዓት፡ ዓንዲ ሕቖ ባህልን ልዕሊ ኩሉ ድማ መለለዪ መንነትን እዩ። ስነ-ጥበብ ፊልም፡ ንሓደ ሕብረተሰብ መንነቱ ኣለልዩ፡ ክብርታቱ ዓቂቡ፡ ናብ ዓለም ዘላልየሉ ሓያል መሳርሒ ግቡኡን፡ ብዛዕባ ማሕበራዊ ፍትሒ ዝመያየጠ...
6,660
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
8
9
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03882
ብዕለት 22 መጋቢት 2026፡ ህዝብን ምምሕዳርን ን/ዞባ ሓመልማሎ፡ ምስ ኣባላት ምትሕግጋዝ ክፍለ ሰራዊት 96 ብምትሕብባር፡ ኣብቲ ንከተማ ከረን ንምሕራር ዝተወስደ ተበግሶ ግን ከኣ ዘይተዓወተ ኲናት፡ ብዕለት 11 መጋቢት 1988 ኣብ ፍሉይ ኣጋጣሚ ኣብ ፎርቶ በያን ‘ወክጁ’ ኣብ ዝተባህለት ቦታ ብጃምላ ብጅግነነት ዝተሰውኡ 63 ተጋደልቲ ንምዝካርን፡ ንዝኽሮም ብክብሪ ዝፍለጥ፡ ኣብ ዘመነ ክፍልታት፡ እታ ህብብትን ብስዉእ ዕመር እዛዝ እትምራሕ ዝነበረትን ካልኣይቲ ክፍሊ፡ ቀንዲ ደጀና እዚ ከባቢ’ዚ እዩ ነ...
476
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
9
9
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03883
ምምሕዳራዊ ኣቃውማ ከባቢ በያን ኣብ መድረኽ መግዛእቲ ብግዜ ስርዓታት ሃይለስላሰ፡ ደርግን ክሳብ እዋን ናጽነት ምስ ሓልሓል’ኳ ዝጥርነፍ እንተነበረ ኣብዚ እዋን’ዚ ምስ ሓዲሽ ቅርጺ ምቛም ዞባታት ሃገርና ምስ ን/ዞ ሓመልማሎ ተጠርኒፉ ኣሎ። መብዛሕትኦም እቶም ኣብ መጋቢት 1988 ኣብ ዝተገብረ ርሱን ግጥማት መኸተ ከም ኢራብ ዝዘሉ ዝነበሩ ውጻእ-መዓት ተጋደልቲ፡ ሎሚ ድሕሪ 38 ዓመታት ኣብ ዕድመ መፋርቕ 60ታትን መጀመርያ ሰብዓታትን በጺሖም’ኳ እንተሃለዉ፡ እቶም ኣብ ጐድኖም እናሃለዉ ብጅግንነት ንዝወደቑ...
4,611
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
9
9
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03885
ስቕ ናይ ምባል ክእለት ተበሃጊ ክእለት ወይ ልምዲ’ዩ፣ ብፍላይ በቶም ብዙሕ ዝዛረቡ ሰባት። “ደቂ ሰብ ክንዛረብ ብምኽኣልና ካብ ካልእ እንስሳታት ዝማዕበልና ክንከውን ኣኽኢሉና’ዩ፡” ይበሃል። እቲ ክንዕዘብ፡ ከነስተትን፡ ክንሓትት፡ ክንመራመር፡ ወዘተ ምቹእ ሃዋሁው ዝፈጥር ናይ ‘ስቕታ ክእለት’ እንተ ዘይህልወና፡ ተዛሪብና ኣበይ ምበጻሕና፧ ናይ ምዝራብ ክእለት ካብ ግዜ ቍልዕነት ብዝተፈላለየ ኣገባብ’ዩ ዝምልመል። ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣትዩ፡ ግቡእ ትምህርቲ ንወስደሉን ብዝተፈላለየ ሜላታት ከነዕብዮ ንምል...
663
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
10
10
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03886
“ዝበሃልን ዘይበሃልን” ከይመመየ ሌፍ ክብል ዝውዕል ሰብ ዘዝተዛረቦ እናኣጋውሓ፡ ኣብ ዘይውዳእ ዓንኬል ዘረባ ሽንኮለል ከብላና ይውዕላ ኣለዋ። ናይ መባእታ መምህረይ “ዘረባ እንተ’ሎ ስራሕ የለን!” ይብለና ነይሩ። ቅድሚ ዘመነ ሓበሬታን ተክኖሎጅን፡ ዝዛረብ ሰብ ውሑድ፡ ጽን ኢሉ ዝሰምዕ ከኣ ብዙሕ ነይሩ። ብኡ ምንጽር ከኣ ዝዝረብን ዝስማዕን መጠነኛ ነይሩ። እቲ ዝዛረብ ሰብ’ውን ንኽዛረብ ዝረኽቦ ዝነበረ ዕድል ውሑድ ምስ ምንባሩ፡ እቲ ክዝረብ ዝግብኦ ጥራይ እዩ ዝዛረብ ዝነበረ። ሕጂኸ? ኣብ መራኸቢ ብዙሓ...
5,318
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
10
11
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03888
ትማሊ ክትካየድ ተሰሪዓ ዝነበረት ራብዐይቲ መድረኽ ዙር ዞባ ማእከል፡ ብሰንኪ ብርቱዕ ንፋስ ተቛሪጻ። ካብ ብቕድሚ ትማሊ ምሸት፡ ቀልቢ ኣፍቀርቲ ኵዕሶ እግሪ ናብ ጸወታ ሃገራውያን ጋንታታት ኣቕኒዑ ይርከብ። ዝተፈላለያ ሃገራውያን ጋንታታት መጻረዪ ውድድራትን ምሕዝነታዊ ግጥማትን ኣብ ምክያድ ተጸሚደን ኣለዋ። ካብዚ ጸወታታት ድማ፡ እቲ ዝዓበየ ኣተኵሮ ሒዙ ዘሎ መጻረዪ ውድድር ዋንጫ ዓለም 2026 እዩ። እዛ ካብ ባሕቲ መስከረም ፈሊማ፡ ማይ ደምነት፡ በለዛ፡ ሕምብርቲ በጺሓ ኣብ ብሎኮ ጎዳይፍ ትዛዘም፡ 120...
744
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
11
11
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03889
ገዲፎም ንየማነይቲ እግሩ ስለ ዝመርመርዎ እዩ፡” ኢሉ። ምባፐ፡ ናብ ፓሪስ ብምጒዓዝ ድማ፡ ትኽክለኛ ሕክምና ክረክብ ከም ዝኸኣለ፡ እቲ ጋዜጠኛ ስፖርት ሓቢሩ። ኣብ መጀመርታ ወርሒ ናይዚ ዓመት፡ ስታፍ ሕክምና ማድሪድ ካብ ስራሕ ክባረሩ ዝገበረ ክስተት’ውን እዚ ናይ ምባፐ ጌጋ መርመራ ምዃኑ ወሲኹ ገሊጹ። ሃገራት ኤውሮጳ ብመሰረት 20 ሕዳር 2025 ዝወደቐ ዕጫ፡ ኣብ ኣርባዕተ ምድብ ተኸፋፊለን ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጸወታ ከካይዳ ከለዋ፡ ካብ ዝተፈላለየ ኣህጒር ዝመጽኣ ሽዱሽተ ሃገራውያን ጋንታታት ከኣ፡ ነ...
1,826
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
11
11
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03890
ፒኤስጂ፡ ምስ ሊቨርፑል ዘለዋ ጸወታ ሻምፕዮንስ ሊግ ተዓዊታ ክትወጽእ፡ ኣብ መደብ ጸወታ ምትዕርራይ ተገይሩላ። ከምኡ’ውን ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ናብቲ ናብ ኣንፊልድ ተጓዒዛ እተካይዶ ጸወታን፡ ናብታ ካልኣይቲ ዘላ ለንስ ተጓዒዛ ጸወታ ሊግ ሓደ ከተካይድ መደብ ተሰሪዑላ ነይሩ። በዚ መሰረት፡ ኣብዚ ናይ ርብዒ ፍጻመ ሻምፕዮንስ ሊግ ኤውሮጳ፡ ናይ ሻምፕዮንነት ክብራ መታን ክትዕቅብን ኣተኵሮኣ ክትቃንይን እዚ ናይ ውሽጢ ዓዲ ጸወታ ክናውሓላ ተወሲኑ። ውሳነ የሕሊፉ ዘሎ። እቲ ምምሕዳር ነዚ ውሳነኡ ኣመልኪቱ ኣብ...
875
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
11
11
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03891
ዋንጫ ዓለም 2026 ከረጋግጽ’ዩ። ከዋኽብቲ ኵዕሶ እግሪ፡ ንዋንጫ ዓለም 2026 ኣብ ቤቶም ኰይኖም ከይርእይዎ ኣብ ስግኣት ይርከቡ። ኣብ ፕሪመር ሊግ ካብ ተጠቀስቲ ኣጥቃዕቲ ኮይኖም ዝርከቡ፡ ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ቪክቶር ጄኮሬሽን እውን፡ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ኣብ መጻረዪ ውድድር ኣትያ ብምህላዋ፡ ካብዚ ውድድር ከይሰናበቱ ዘስግኡ’ዮም። ሓላዊ ልዳት ማንቸስተር ሲቲን ኢጣልያን ዶናሩማ፡ ኣብ ርያል ማድሪድን ቱርክን ስሙ ዝዅልዕ ዘሎ ኣርዳ ጉለር፡ ዋሕስ ጸጋማይ ክንፊ ዲሞክራስያቲ ሪፓብሊክ ኮንጎን ኒውካስል...
705
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
11
11
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03892
ዋጋ ክጐድለላ ክትዘራረብ ክትደሊ ከላ፡ ዩናይትድ ግን፡ ራሽፎርድ ኣብ ላሊጋ ኣብ 39 ግጥማት ተሰሊፉ ዓሰርተ ሸቶ ከቝጽር ብምኽኣሉ፡ ዋጋኡ ከምዝውስኽ ስለ ዝተረደአት ብንጹር ከም ዘይቅንስ ኣፍሊጣ ትርከብ። በዚ መሰረት እዚ እንግሊዛዊ ኣጥቃዓይ መዓልቦኡ ክለባት እንግሊዝ ክዀና ምዃነን ወረታት ኣብ ምንፋስ
192
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
11
11
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03893
ማንቸስተር ዩናይትድ፡ ሓድሽ ናይ ክንፊ ኣጥቃዓይ ንምምጻእ ዳህሳስ ተካይድ ብምህላዋ፡ እዚ ምስ ናይ ቅድም ኣሰልጣኒኡ ነበር ኣሞሪም ብዘይምስምማዑ ካብ ዩናይትድ ዝተሰናበተ ራሽፎርድ፡ ኣብ ክራማት ምስ ካልእ ክለብ ክረአ’ዩ። ምስ መን ምዃኑ ግን ንጹር ሓበሬታ የለን።
167
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
11
11
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03894
ኣመልኪቱ ክዘራረብ ዝደሊ ምዃኑ እኳ እንተገለጸ፡ ናብ ስጳኛ ክምለስ ግን ድሌት ከምዘለዎ ኣይሓብአን። ኣከፋፋሊ ማንቸስተር ሲቲ ሮድሪ፡ ቀደም ምስ ኣትለቲኮ ማድሪድ ምጽዋቱ፡ ናብ ርያል ማድሪድ ካብ ምጽንባር ከም ዘይዕንቅጾ ይገልጽ። እዚ ተዓዋቲ ባሎን ደኦር ናይ 2024፡ ማልያ ኣትለቲኮ ማድሪድ ለቢሱ ኣብ 47 ግጥማት እኳ እንተተሰለፈ፡ ምስ ርያል ማድሪድ ምጽንባር ካብ ዘለዎ ድሌት ግን፡ ናብታ ነታ ናይ ቅድም ጋንታኡ ጓል ከተማኣ ዝዀነት ክለብ ምጽንባር ባህጊ ከምዘለዎ ይሕብር። ወዲ 29 ዓመት ስጳኛዊ ሮ...
759
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
11
12
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03895
ኢራን፡ ነቲ ኣብ መንጎኣን፡ ኣመሪካን እስራኤልን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ንምባል ብኣመሪካ ዝቐረበላ እማመ ከም ዝነጸገቶ፡ ሓደ ምስቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎ ላዕለዋይ ብዓል ስልጣን ናይታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ላዕለዋይ ብዓል ስልጣን፡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ እቲ ኲናት ደው ንምባል ባዕሉ ከም ዘይውስኖ ድሕሪ ምግላጽ፡ እቲ ኲናት ደው ክብል እንተ ኾይኑ፡ ቅድም ኢራን ዘቕረበቶም ቅድመ ኩነታት ክማልኡ ከም ዘለዎም፡ ኣብቲ ምስ ማዕከን ዜና ‘ፕረስ ቲቪ’ ዘካየዶ ቃለ መሕትት ኣተሓሳሲቡ። ብምሉእ ደው ከ...
815
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
12
12
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03896
ቀዳማይ ሚኒስተር ሃንጋሪ ቪክቶር ኦርባን፡ ዩክሬን ንመተሓላለፊ ሻምብቆ ነዳዲ ድሩዝባ ክሳብ ዘይከፈተቶ፡ ሃገሩ ናብ ኪየቭ እትልእኾ ባህርያዊ ጋዝ በብቑሩብ ደው ከተብሎ ምዃና ኣፍሊጡ። ናይቲ ካብ ፈደረሽን ሩስያ ናብ ሃንጋሪ ነዳዲ ዘመሓላልፍ መስመር ሻምብቆ ክሳብ ዝዓንቀፈቶ፡ እቲ ናብ ኪየቭ ክስደድ ዝግባእ ጋዝ ኣብ ኣጋንእ ሃገሩ ክኽዘን ምዃኑ ኣነጺሩ። ሩስያ ኣብቲ መስመር ኣመኻንያ፡ ዝሓለፈ ጥሪ ደው ከም ዘበለቶ እዮም ምንጭታት ዝሕብሩ። ሞስኮ ነቲ ብክየቭ ዝቐረበላ ናይ መጥቃዕቲ ክሲ ክትነጽጎ እንከላ፡...
803
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
12
12
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03897
ኣብ ዞባ ራጅባሪ - ባንግላድሽ፡ ሓንቲ ኣስታት 40 ሰባት ዘሳፈረት ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ፡ ናብ ዓባይ ጃልባ ክትድይብ ክትብል ብዘጋጠማ ቴክኒካዊ ጸገማት ናብ ፈለግ ፓድማ ብምጥሓላ፡ ብውሕዱ 24 ሰባት ከም ዝሞቱ፡ ሰበ ስልጣን ናይታ ሓላፊ ክፍሊ መጥፋእቲ ሓዊ ባንግላድሽ ታልሃ ቢን ዛሲም፡ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ናይቲ ዞባ፡ ካብቲ ፈለግ ድሮ ሓሙሽተ ህጻናት ዝርከብዎም 22 ሬሳታት ከም ዘውጽኡ ድሕሪ ምግላጽ፡ ክልተ ግዳያት እውን ብህይወት ድሕሪ ምርካበን ከም ዝሞታ ገሊጹ። እቶም ሰበ ስልጣን ወሲኾም፡...
735
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
12
12
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03898
ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኢጣልያ ጆርጅያ ሜሎኒ፡ ኣብ ኣልጀርያ ወግዓዊ ምብጻሕ ከም ዘካየደት ተሓቢሩ። ፕረዚደንት ተቡነ ብወገኑ፡ ሃገሩ ብዘለዋ ዘተኣማምን ሰደድ ጋዝ፡ ቀንዲ መሻርኽቲ ኣካል ናይተን ቀረብ ጸዓት ንምውሓስ ዝጽዕራ ዘለዋ ሃገራት ኤውሮጳ ከም ዝኾነት ገሊጹ። ምብጻሕ ናይታ ቀዳመይቲ ሚኒስተር፡ ኢጣልያ ምስ ኣልጀርያ ዘለዋ ናይ ጸዓት ሽርክነት ንምሕያል ዝዓለመ ምዃኑ እዩ ዝግለጽ ዘሎ። ብተወሳኺ፡ ክልተኦም መራሕቲ፡ ቁጠባዊ ዝምድና ናይተን ሃገራት ንምጥንካር፡ ምቛም ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣልጀርያ- ኢጣልያ...
659
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
12
12
5837029aa003e7da65b639e7a84be65280516c9af4bde5e70d5f258eadb530f1:03899
ትማሊ ሓሙስ፡ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡንን ፕረዚደንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሸንኮን፡ ኣብ መንጎ ክልተአን ሃገራት ዘሎ ዝምድና ንምድልዳል ዝዓለመ ናይ ምሕዝነት ስምምዕ ከም ዝኸተሙ ተሓቢሩ። ኣብ ዝዘርግሖ ዜና፡ ፕረዚደንት ሉካሸንኮ፡ ዝምድና ሃገሩን ሰሜን ኮርያን፡ ናብ ሓድሽ መድረኽ ይኣቱ ከም ዘሎ ምግላጹ ሓቢሩ። መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ብወገኑ፡ ሃገሩን ቤላሩስን ኣብ ብዙሕ መዳያት ከም ዝተሰማምዓ ድሕሪ ምግላጽ፡ ሃገራት ምዕራብ ኣብ ልዕሊ ቤላሩስ ንዘካይዳኦ ዘለዋ ዘይምኽኑይ ዝበሎ ...
589
null
2026-03-27T00:00:00
haddas_eritra_27032026.pdf
12
12
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03900
ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ፡ ኣብ ኮለጃት ስነ-ፍልጠትን ምህንድስናን ማይ-ነፍሒ፣ ኮለጅ ጥዕናን ሕክምና ስኒን ኦሮታ፣ ከምኡ’ውን ኮለጅ ንግድን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ኣስመራ፡ ንቕሓት ተመሃሮ ኣብ ሕግን ስነ-ምግባርን ክብ ንምባል ዝሕግዝ ሰሚናር ኣካዪዱ። ብ6፡ 12ን 25ን መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ሰሚናር፡ ንተራ መንእሰያት ኣብ ምክልኻል ገበንን ብመንእሰያት ተዘውቲሮም ዝፍጸሙ ገበናትን ብሰፊሑ ዝገለጸ ኮሎኔል መሓሪ፡ መንእሰያት ንገበናት ካብ ዘቃልዑ ኣሉታዊ ተግባራት ክርሕቁን ኣብ ሕጊ ዘለዎም...
1,163
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
1
1
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03901
“ንትንሳኤ ጥበብ ፊልም ኤርትራ” ብዝብል ቴማ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቀዳማይ ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ፡ ምስ’ቲ ዓውዲ ኣብ ዝተሓሓዝ ኣርእስትታት ዘተኰረ መጽናዕታዊ ወረቓቕቲ ዝቐረበሉ ሰሚናራት ተኻዪዱ። ኣብ’ዚ ካብ 23 ክሳብ 27 መጋቢት ዝተኣንገደ ሰሚናራት፡ ኣብ ታሪኻዊ ኣመጻጽኣ ፊልም ኣብ ኤርትራ፣ ዓለማዊ ኢንዱስትሪ ፊልም፣ ኵነታት ኢንዱስትሪ ፊልም ኣብ’ዚ እዋን፣ መጻኢ ኣመት ፊልምታትናን ክዀኖ ዝግብኦን ኣብ ዝብል ዛዕባታት ሞያውን ክኢላውን መብርሂታት ተዋሂቡ። ኣብ መዕጸዊ ናይ’ቲ ሰሚናራት፡ ኮሚሽነር ባ...
1,074
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
1
1
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03903
ኣብ ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ፡ ንመጻኢ ዘገልግል እማመ ኣጠቓቕማ ዓዳዊ ሕጋጋት ውራያት ዝምልከት ዓውደ- ዘተ፡ ብ25 መጋቢት ተኻዪዱ። ቀንዲ ዕላማ ናይ’ዚ ወከልቲ ናይ 32 ዓድታት ዝተሳተፍዎ ዘተ፡ ውራያት ቊጠባዊ ሃስያ ብዘየውርድ መልክዕ ንኽካየዱ ብኮም ኣብ ዝተኣመመ ሕጋጋት ዘሎ ኣፍልጦን መረዳእታን ንምዕማቚ’ዩ። ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ መሓሪ ዮውሃንስ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ እቲ ሕጋጋት ምስ ኩነታትና ዝኸይድ ክኸውን ብዙሕ ጻዕርታት ከምእተኻየደ ብምጥቃስ፡ ገለ ዓድታት ክጥቀማሉ’ኳ እንተጸንሓ፡ ብደረ...
616
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
2
2
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03904
ኣቶ ዓብዱላሂ መሓመድኑር ዳምር ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ እቲ ክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዘጣመረ ስልጠና፡ ኣብ መሰረታዊ ጥበባት ኣርትዖት ተንቀሳቐሲ ስእሊ፡ መሰነይታ ግራፊክስ፡ ውህደት ድምጺ፡ ሕብርን ቅርጺታትን፡ ከምኡ’ውን ዋሕዚ ኣዘናትዋ ብስእሊ፡ ፈጠራን መሃዝነትን ዘጠቓለለ ምንባሩ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ዜና፡ ብኣርትዖት ተንቀሳቓሲ ስእሊ፡ ጥበብ ግራፊክስን ድምጺን ንሰለስተ ኣዋርሕ ዘሰልጠኖም ኣባላቱ፡ ከምኡ’ውን ኣባላት ሚኒስትሪ ሕርሻን ቤት-ጽሕፈት ኣወሃሃዲ ምሕደራ ሞያዊ ጸጋ ሰብን ዝርከብዎም 29 ሞያተኛታት፡ ት...
709
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
2
2
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03907
ዮሴፍ ሃይለማርያም ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል ኣብ ትሕቲ ኮርፖረሽን ዘራእትን ጥሪትን ዝመሓደር ሕርሻታት ሰሜናዊ ምዕራብ ጋሽ-ባርካ ፈጢርዎ ዘሎ ናይ ስራሕን ልምዓትን ባይታ፡ ኣብ ምርግጋእ መነባብሮ ነበርቲ ልዑል ተራ ይጻወት ከምዘሎ ተገሊጹ። ተስፋኣለም የማነ ሙሴ ገ/እግዚኣብሄር ቍ.ስ 201820 (250) ፋክስ. 127749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247 ለይ-ኣውት ፍርቱና ኤፍሬም ትንሱእ ፍስሃየ ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ሕርሻታት ኣቶ ገብረቃል ኣረንያስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣብ ሞጎራይብ፡ ኣፍሂምቦል፡ ከርከበትን ሞ...
465
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
2
2
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03908
ምዝርጋሕ ጋዜጣ ቍ.ስ.113395-07588045 ምልክታ ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 ኣብ መወዳእታ፡ ንትግባረ ናይ’ቲ ሕጋጋት እትከታተል 13 ዝኣባላታ ኮሚተ ክትቀውም ከላ፡ እቲ እማመ ካብ 25 መጋቢት 2026 ጀሚሩ ተግባራዊ ንክኸውን፡ ኩሎም ዝምልከቶም ኣካላትን ኣመሓደርትን ብዕቱብ ክሰርሑ ለበዋ ቀሪቡ። ከምዚ ዓይነት ስልጠናታት ክድፋኣሉ ተማሕጺኑ። ተገዳስነትን መምህራን ድሕሪ ምምጓስ፡ እቲ ስልጠና ምስ’ቲ እዋኑ ዝጠልቦ ክእለት፡ ማለት ምውሳብ ኩሉ ዓይነት ሞያታት ጋዜጠኝነት ዝቃዶ፡ ኣዝዩ ...
466
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
2
2
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03909
ኣብ’ቲ ሕርሻታት ብሓፈሻ ኣብ ከርከበትን ኣፍሂምቦልን ድማ ብፍላይ ንዓመት ምሉእ ዝቕጽል ናይ ስራሕ ዕድል ምፍጣሩ፡ ነበርቲ ምስ ዘመናዊ መስኖኣዊ ሕርሻ ክላለዩን ልምዲ ስራሕ ከጥርዩን ከምዝሓገዞም ዝጠቐሰ ኣቶ ገብረቃል፡ ዘድሊ ተመኩሮን ብቕዓትን ተደሊቡ ስለዘሎ፡ ስፍሓት ዝለምዕ መሬትን ዓይነት ፍርያትን ዕብየት የመዝግብ ከምዘሎ ኣረዲኡ። ልምዓት ዝገብሮ ዘሎ ዓይነታዊ ለውጢ፡ ነበርቲ መነባብሮኦም ዝመርሑሉን ልምዲ ስራሕ ዘጥርዩሉን ዕድላት ፈጢሩ ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ እቲ ፕሮጀክት ንኩሉመዳያዊ ምንቅስቓስ ናይ...
694
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
2
3
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03911
ብዓል ድንቂ ኤለክትሪክያዊ ፈጣሪ ማሽን ኣእምሮ ተስላ፡ ኣብ ንእስነቱ ኣዝዩ ሰማዕን ሓታትን ነበረ። ነቲ ብኣንኵሮ ዝዕዘቦ ነገራት ቀልጢፉ ኣንቢቡ ግብረ መልሲ ክህብ ኣይሽገርን። ወትሩ ከኣ ንመምህራኑ ምስ ኣደነቐ’ዩ። ብርቱዕ ናይ ቍጽርን ስነ ፍልጠትን ተምሳጥ ዝነበሮ ኒኮላስ ተስላ፡ መሃንድስ ናይ ምዃን ዓቢ ባህጊ ነበሮ። እንተዀነ፡ ኣቦኡ ኣሰሩ ክስዕብ ጸቕጢ ይገብረሉ ስለ ዝነበረ፡ ሕሉፍ ባህጊ ምህንድስና ኣብ ልቡ እና’ንደዶ ዘረባ ኣቦኡ ሰመዐ። ኣብ 17 ዕድመኡ፡ ሕማም ሽሮኽ ተታታሕዘ። ኣቦኡ ከኣ “ካ...
1,703
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
3
3
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03912
ገለ ሰብ ተስላ ንዓበይቲ ምህዞኡ፡ ንኢንዳክሽን ሞተር ሓዊስካ፡ ኵሉ ኣብ ኣእምሮኡ ከም ዝሃነጾ’ዮም ዝነግሩ። ዘይከም ኤዲሰን። ኤዲሰን ስርሑ ብሃሰሰ ለባም ፈተነታት እናገበር’ዩ ዝሰርሖ ነይሩ። ኵሉ ንርኽበቱ ዝመርሖ ኣገባባት፡ ካብ ፈተነ ዝተረኽበ ትምህርቲ እዩ። ተስላ ግን ንዝበዝሐ ኣቐዲሙ ኣብ ኣእምሮኡ ዝሰርሖ’ዩ። ኵሉ መስርሓት ናይ ምህዞኡ፡ ብዓይነ ሕልናኡ ኣቐዲሙ የስርሖ። በዚ ከኣ ዝጐደለ ኰይኑ ዝስምዖ እናመልአ ኣብ መወዳእታ ናብ ፈተነ ይሰግር ነበረ። ተስላ፡ ከም ካርል ፍረደሪክ ጋኡስ፡ ንመዐቀኒ...
1,210
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
3
3
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03913
1 ተስላ= 10,000 ጋኡስ። ጋኡስ ካብ ስነ ፍልጠተኛ ካርል ፍረደሪክ ጋኡስ ዝወጽአ ስም ኰይኑ፡ ዝበዝሐ ግዜ ስነ ፍልጠተኛታት ንኣዝዩ ድኹም ማግኔታዊ ክሊ ዘሎዎ ንምዕቃን ይጥቀሙሉ። ወበር ከኣ ድሕሪ ስነ ፍልጠተኛ ዊልሀልም ኤድዋርድ ወበር ዝተዋህበ ኰይኑ፡ ንማግኔታዊ ጸዓት ኣብ ሓደ ቦታ ዝዕቅን ኣሃዱ እዩ።
195
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
3
3
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03914
ብስም ተስላ ዝጽዋዕ ሓደ መዐቀኒ ኣሃዱ ኣብ ፊዚክስ ንምሃር ኢና። ዓለምለኻዊ ስርዓት ናይ ኣሃዱታት (SI units) ዝወሃብ ስም፡ ብዋዛ ዝወሃብ ኣይኰነን። ዝበዝሑ ብስም ሰብ ዝጽውዑ መዐቀኒ ኣሃዱታት፡ ጭቡጥን ቅቡልን ምኽንያት ኣሎዎም። ብልሉይ ኣብርክቶን ከፋቲ በሪ ርኽበታቶምን፡
177
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
3
3
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03915
እትብል ናይ ጎተ ግጥሚ’ያ። ጸሓይ ኣብ ምዕራባ’ያ ነይራ። እቲ ግዜ ንሓንቲ ትምስገን ማይ ቤት ናይታ ግጥሚ ኣዘከረኒ። ተቐያያሪ ዋሕዚ ኤለክትሪክ (DC) ዝሰርሕ ናይ መጀመርታ ዲናሞ’ዩ። ነዚ ኣብ ክፍሊ ኰይኑ እናተማህሮ፡ ግሬም ዲናሞ ዘይተቐያያሪ ዋሕዚ ኤለክትሪክ ምስ ረኸበ ከም ሞተርን ጀነረተርን ኰይኑ ከም ዘገልግል መምህሮም ነገሮም። ተስላ ደጋጊሙ ብምርኣይ መተሓላለፊ ነገር ብምጥቃም ብፍዅስ ዝበለ ብልጭታ ተመሳስሊ ነገር ክግበር ከም ዝከኣል ሓሰበ። ኣብ ቅድሚ ክፍሉ ከኣ ንመምህሩ ኣካፈሎ። በዚ ዝተደ...
2,277
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
3
4
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03916
ሚኒስትሪ ሕርሻ ሚኒስትሪ ሕርሻ ዘመናዊ ዝብል ቃል ንኣቓልቦና ክስሕብ ልሙድ ተርእዮ እዩ። ከም ሰባት፡ ኩሉ ዘመናዊ ክኾነልና ንደሊ ኢና። ዘመናዊ ዝብል ቃል ንኣቓልቦና ክስሕብ ልሙድ ተርእዮ እዩ። ከም ሰባት፡ ኩሉ ዘመናዊ ክኾነልና ንደሊ ኢና። ነገራት ግዚኦም ዝሓለዉ ክኾኑልካ ምድላይ ድማ ጌጋ ኣይኮነን። እንተኾነ ብስም ዘመናውነት ተሸፊኖም፡ ነገራት ግዚኦም ዝሓለዉ ክኾኑልካ ምድላይ ድማ ጌጋ ኣይኮነን። እንተኾነ ብስም ዘመናውነት ተሸፊኖም፡ ዝበላሸዉን ልክዕነቶም ዘጥፍኡን ነገራት ከም ዘለዉ ምዝካር ከኣ ...
3,787
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
4
4
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03918
ዞባታትን ንኡሳን ዞባታትን፡ መርኣያ ውሁድ ባህርያዊ ሕርሻ ብምምስራት፡ ሓረስቶት ሃገርና ክኽተሉዎ ብዕቱብ ይሰርሓሉ ኣሎ። እዚ ኣገባብ፡ ኣፍራይነት ኣብ ምዕባይን ጥዕና ሰብና፡ ጥሪትና፡ መሬትናን ኣከባቢናን ኣብ ምውሓስን ኣዝዩ ኣዝዩ ዓቢ ኣስተዋጽኦ እዩ ዘለዎ። ‘ውሑስን መኣዛውን መግቢ ንኹሉ፣ ኣብ ኩሉ!’ ንዝብል መትከል ሚኒስትሪ ሕርሻ ዘስምር ኣገባብ ድማ’ዩ። ኣብ ውሱን መሬት፡ ዝተፈላለዩ ምህርቲ ሕርሻን እንስሳታትን ብምፍራይ፡ ንኣፍረይቲ ሓረስቶት ኣርቢሑ ንህዝብናን ዕዳጋታትን ዘርግእ ውሑስ ኣገባብ ...
781
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
4
4
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03919
ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ኒቪዲያ ዝተባህለ ኩባንያ፡ ጸርጊ ለይዘር (laser beams) ተጠቒሙ ኣብ ሰፊሕ ግራውቲ ንጻህያይ ፈልዩ ዝቐትል ሮቦት ከም ዘማዕበለ ኣፍሊጡ። እቲ ‘LaserWeeder G2’ ዝተሰምየ ሮቦታዊ መሳርሒ፡ ኣብ ትራክተር (ብድሕሪት) ዝጸዓን ኰይኑ፡ ንእኽሊ 99 ሚእታዊት ፈጺሙ ከይተንከፈን ከሚካላት ከይተጠቕመን ነቲ ጻህያይ ዘበለ ጥራሕ እናፈለየ ኣነጻጺሩ ብጸርጊ ብምህራም ዘሕርር ወይ ዝቐትል እዩ - ብመሰረት እቲ ኩባንያ ዝዘርግሖ ሓበሬታ። እዚ ማለት፡ ፈለማ ልዑል ንጻረ ዘሎዎ ካሜራ ...
1,153
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
4
4
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03921
ማሕበር ሓካይም ኤርትራ (ERIMA) ምስ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ብምትሕብባር፡ ካብ ኩለን ንኡሳን ዞባታት ንዝመጹ ወከልቲ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ዞባ ማእከል ኣብ ኣወለፍቲ ነገራትን ሳዕቤናቶምን ኣተኵሩ ኣብ ኣዳራሽ ዳዕሮ (ጁንየር ክለብ) ናይ ዝሃቦ ሰፊሕ ኣስተምህሮ፡ ጽማቝ ይስዕብ፦
192
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
5
5
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03922
ማሪዋና፡ ኮኬይንን ሄሮይንን ይርከብዎም። ትምባኾ ብመልክዕ ሽጋራ፡ ሳፋ፡ ሺሻን ኤለክትሮኒካዊ ሽጋራ (vape)ን ይዝውተር። ብዘይካ`ዚኦም፡ ኣብ ሕክምና ዝእዘዙ፡ ጸኒሖም ወልፊ ከማዕብሉ ዝኽእሉ መድሃኒታት`ውን ኣለዉ። ዶ/ር ሚልክያስ ገብረእግዚኣብሄር ወልፊ ማለት ንጥዕና ዝጎድኡ ዝተፈላለዩ ቀመማት ብዘይግቡእ ዓቐንን ኣገባብን ምጥቃም ማለት’ዩ። ዝበዝሐ እዋን ሰባት ኵነተ-ኣእምሮ ንምቕያር ብዝብል ዕላማ’ዮም ኣወለፍቲ ነገራት ዝወስዱ። ኣወለፍቲ ባእታታት ግን ነቲ ንቡር ኣሰራርሓ ሓንጎል ወዲ- ሰብ ምሉእ ብ...
2,428
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
5
6
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03927
4.Test grounding system continuity; install missing bonding jumpers and grounding conductors. 5.Participate in electrical interlock testing; adjust protection relay settings. 6.Test process interlocks, emergency shutdowns, and sequential control logic. 7.Analyze commissioning data, diagnose systemic issues, propose cor...
4,493
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
7
8
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03928
ገመል፡ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ብተጻዋርነቶምን ኣቃውማ ኣካላቶምን ዝልለዩ ገዘፍቲ እንስሳታት ሓንቲ እያ። ብፍላይ ኣብ ከም ኤርትራን ካልኦት ከም ኤርትራ ዝኣመሰላ ሃገራትን፡ ገመል ንዘመናት ኣገልግሎት መጐዓዝያ ትህብ ኣላ። ገመል በቲ ኣብ ኣዝዩ
153
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
8
8
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03929
ድሮሜዳሪ፡ ሓደ መንጒዳ ዘለዎም ኮይኖም፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ቀርኒ ኣፍሪቃን ይርከቡ። ባክቲርያን፡ ክልተ መንጒዳ ዘለዎም ኮይኖም፡ ኣብ ማእከላይ እስያ ኣብ ዝርከቡ ዝሑል በረኻታት ይነብሩ። ገለ ካብ ጥቕምታት ገመል፡ = ንመጐዓዝያ፡ ኣብ ዘይጥጡሕ ጎቦታትን በረኻታትን ከቢድ ጽዕነት (ክሳብ 200 ኪሎ) ተሰኪሞም ነዊሕ ርሕቀት ይጐዓዙ። = ንጸባን ስጋን፡ ጸባ ገመል ብቪታሚንን ማዕድንን ሃብታም ኮይኑ፡ ንጥዕና ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ። ስጋኦም እውን ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ከም ቀንዲ መግቢ የገልግል። = ንኣልባሳ...
1,521
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
8
8
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03930
ቤት ትምህርቲ፡ _____________ ክፍሊ፡ _________ ኣድራሻ፡ ______________ ዞባ፡ ___________ ሞባይል፡ __________________ ወይ ___________________ መልሲ ክሳብ ዕለት 11-04-2026 ክበጽሕ ኣለዎ። ሰናይ ውድድር!
166
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
8
8
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03931
ሐ. ግድል ው ለ. ሕቶታት ታሪኽ ኤርትራ 1. ኤርትራ፡ መኣስ ዓመተ ምህረት ኤርትራ ዝብል ስም ተዋሂብዋ፧ መልሲ፡ ___________________________ 2. ኣብ ኤርትራ ናይ መጀመርያ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ጋዜጣ እንታይ ትብሃል ነይራ፧ መልሲ፡ ___________________________ 3. ዓሊ መሓመድ ዑስማን ቡሪ (ሰባር ናዅራ)፡ ዝመርሖም ኤርትራውያን ካብ ናዅራ ናብ ሓውሲ ደሴት ቡሪ መኣስ ዓ.ም ኣምሊጦም፧ መልሲ፡ ___________________________ 4. ኢጣልያዊ ሚስዮናዊ ጁሰፐ ሳፔቶ ...
436
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
8
8
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03932
1. ካብ ቈርበት ዝተሰርሐ ካብ ሽምጢ ንታሕቲ ዝልበስ ዓይነት ልብሲ እንታይ ይብሃል፧ መልሲ፡ ______________________ 2. ካብ ቈርበት ብዕራይ እተዳለወ ዓብዪ ለቘታ እንታይ ይብሃል፧ መልሲ፡ ______________________ 3. ማይ ንምውራድን ንምዕቋርን ዘገልግል ዝለፍዐ ቈርበት ናይ ጤል እንታይ ይብሃል፧ መልሲ፡ ______________________ 4. ንውዑይ እምኒ ብርኩታ መትሓዚ ዝኸውን፡ ብሓደ ሸነኹ እተጨደ ዕንጸይቲ እንታይ ይብሃል፧ መልሲ፡ _________________________...
389
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
8
8
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03933
መ. ሓፈሻዊ ሕቶታት 1. ዛንታ ጸዓዘጋን ሃዘጋን ዝጸሓፈ መን ይብሃል፧ መልሲ፡ _____________________ 2. ቀዳመይቲ ታሪኻዊት ልብ ወለድ ቋንቋ ትግርኛ መኣስ ተጻሒፋ፧ ብመን፧ መልሲ፡ _____________________ 3. ዝዓሞቐ ናይ ኤርትራ ስፍራ እንታይ ይብሃል፧ መልሲ፡ ____________________ 4. ኣብ ግንቦ ኢድ ክንደይ ኣዕጽምቲ ኣሎ፧ መልሲ፡ ____________________ 5. ንህቢ ክንደይ ከስዐ ኣሎዎ፧ መልሲ፡ _____________________ ነታ ናይ መወዳእታ ሳንዱቕ...
340
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
8
8
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03935
ንልዕሊ 50 ዓመት እዮም ብሓባር ተጓዒዞም። ከም ሰብ ሓዳር መጠን፡ ሓንቲ መዓልቲ’ውን ትኹን፡ ንብዓልቲ- ቤቱ ኣብ ልዕሊኣ ዘለዎ ፍቕሪ ብቓላት ንምግላጽ፡ ‘ይፈትወኪ’ ወይ ‘የፍቅረኪ . . እየ’ ኢሉዋ ኣይፈልጥን። ድሕሪ 50 ዓመት ግን፡ ኩሉ ተግባራቱ ቅጭ መጺኡዋ ዝተበሳጨወት ሰበይቲ፡ “ስማዕ’ስከ! እዚ ኩሉ ዓመታት ብሓንሳብ ክንነብር እንከለና፡ ሓንቲ መዓልቲ’ውን ትኹን ንፈውሲ ማሕላ፡ ‘ይፈትወኪ እየ’ ወጺኣትካ ኣይትፈልጥን” በለቶ፡ ዝሓጸበቶ ክዳውንቲ ናብ’ቲ ተገቲሩ ዝነበረ ገመድ ንምስጣሕ እናተመጣ...
5,047
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
9
9
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03936
09፡00 ሃገራዊ መዝሙር 09፡05 ሃሎ ቈልዑ 09፡45 ፓኖራማ 10፡25 ጉዳይ ኣብ ዘተ 11፡00 ለሰ ስፖርት 12፡30 ዜና (ትግርኛ) 12፡55 ሰነዳዊት ፊልም - ሓቅን ጽዉጽዋይን ፊት ንፊት 3ይ ክፋል (ድግማ) እዚ ግን፡ ንብዙሓት ወገናት ዘገርም ኩነት ኰይኑ ኣሎ። ኣብ ኩሉ’ቲ ብኸምኡ ዝሓልፍ ዓመታት፡ ነቲ መደብ ኣመልኪቱ ንዝካየድ ጽንብላት እናዘከሩ፡ ወደብቲ ኣካላት፡ በቲ ንስለ ጽንብል እምበር፡ ንኽብሪ ኣእዱግ ዝበቅዕ ስጉምቲ ክወስዱ ብዘይ ምኽኣሎም ተሪር ነቐፌታ ከስምዑ ጀሚሮም ኣለዉ - ብመሰረት...
785
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
9
10
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03937
ሃ ማ ደ ኤ ሃ ማ ደ ኤ ጭንቀት’ዩ ዝገብረለይ. . .፧ ጭንቀት’ዩ ዝገብረለይ. . .፧ ሚርያም ዮሴፍ ኣብ ሓደ ቤት መሸጣ ናውቲ ጽሕፈት እዩ። ገለ ዝሳለጥ ውልቃዊ ጉዳያት ስለ ዝነበረኒ፡ ቅዳሕ ናይ ሒዘዮ ዝነበርኩ ሰነዳት ክገብር ናብቲ ትካል ከድኩ። ክሰልጠኒ’ሞ ጉዳየይ ኣጻፊፈ ናብ ስርሐይ ክምለስ ነይሩኒ። ተብ-ተብ እናበልኩ፡ ነታ ኣገልግሎት ክትህብ ካብ ኮፍ ዝበለቶ ተንሲኣ ተቐሪባ ዝነበረት ሰራሕተኛ ናይ’ቲ ትካል፡ ዝደለኽዎ ኣገልግሎት ድሕሪ ምሕባር፡ ወረቓቕተይ በብሓደ ከውጽኦ ጀመርኩ። እንተኾነ፡ ...
5,398
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
10
11
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03939
ቅድድም ብሽክለታ ዙር ዞባ ማእከል፡ ዓርቢ 27 መጋቢት ኣብ መስመር ኣስመራ ጊንዳዕ ኣስመራ ብናይ 91 ኪ.ሜ ውድድር ቀጺሉ። ኣብዚ ሰለስተ ናይ ዓቐበት ነጥቢ ዘውህባ ቦታታት ዝተሰርዓሉ ውድድር፡ ተቐዳደምቲ 51 ኪሎሜተር ምስ ተጐዓዛ ነታ ቀዳመይቲ ኣብ እምባትካላ ኣካይደናኣ። ብርኽቲ ፍስሃየ ካብ ዓራግ፡ ቀዲማ ብምእታው ክልተ ነጥቢ ክትወስድ እንከላ፡ ሲዶን ሃብቶም ካብ ሰራይር ሳዋ ስዒባታ ሓንቲ ነጥቢ ከሲባ። ብድሕሪ’ዛ ቅጽበታዊ ውድድር ዝተፈላለያ ተቐዳደምቲ፡ ቅድሚ ነፋሲት ምእታወን ሓያል መጥቃዕቲ ብም...
557
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
11
11
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03940
ብዘደንቕ ብቕዓት መድረኽ ዝተዓወተትን ብልጽቲ ተቐዳዳሚት ናይታ መድረኽ ዝተባህለትን፣ ከምኡ;ውን ክልተ ማልያታት ብጫን ናይ ዓቐብን ሒዛ ዘላ ብርኽቲ ፍስሃየ ቤትኤል እስቲፋኖስን ድሕሪኣ ኣትየን፣ ካብ ኣርባዕተ ክሳብ ሓንቲ ነጥቢ ወሲደን። ዓባይ ጉጅለ፡ ንብርኽቲ ከተርክባስ ይትረፍ፡ ኣማዕድያ ክትርእያ’ውን ኣይከኣለትን። ብርኽቲ፡ ብ3 ሰዓት፡ 12 ደቒቕን 14 ካልኢትን ንመወዳድርታ ብ4 ደቒቕን 50 ካልኢትን
257
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
11
11
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03941
ማልቲ ስፖርት ክለብ ደንደን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ስፖርት ንዝነጥፉ ኣባላታ፡ ኣብ 2025 ብውልቆም ንዘርኣይዎ ብቕዓት፡ ኣብ ዞባዊ፡ ሃገራውን ኣህጉራውን ውድድራት ብዘምጽእዎ ዓወታት ሸሊማ። እዚ ንክልተኡ ጾታ ዝጥርንፍ ሽልማት፡ ንራብዓይ ግዜኡ እዩ ዝወሃብ ዘሎ። በዚ መሰረት፡ ኣብ ኵዕሶ እግሪ፡ ሓላዊ ልዳት ክብሮም ሰለሙንን ኣከፋፋሊ ናሆም ታደሰን፡ ካብ መዛኑኦም ጸብለል ኢሎም። ሓለቓ ጋንታ ጋንታ ፊሊሞን ጥዑምዝጊ፡ ብዘበርክቶ ዘሎ ኣብነታዊ ስራሕ ተሸሊሙ። ተኸላኻሊት ሓበን ጎይትኦም፡ ንፍቓዱ ገዳሙ...
1,041
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
11
11
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03942
ባሕሪ ንርእሲ ዓዲ 6ብ0፡ ባርካ ንኣስመራ ሓፈሻዊ፡ ሰማእታት ንጻዕዳ ክርስትያን ብተመሳሳሊ 3ብ0 ክስዕረአን እንከለዋ፡ ኢብራሂም ሱልጣን ንኢሳቕ ተወልደመድህን፡ ዲያእ ንእምባሃራ ብተመሳሳሊ 2ብ1፡ ደንደን ንሰምበል 2ብ0፡ ከምኡ’ውን ሓርነት ንልምዓት፡ ደምበ ሰምበል ንሓላይ ብተመስሳሊ 1ብ0 ስዒረንአን። ስፖርታዊ ውድድራት ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ማእከል፡ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ብዝተፈላለየ ዓውዲታት ቀጺሉ ነይሩ። ንሚናበ ዘርኣይ፡ ደቕሰብ ን ቤ/ትም/ባሕቲ መስከረም ቤ/ትም/ዓዲጓዕዳድ ን ቤ/ትም/ኣዱሊስ ብ...
1,210
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
11
11
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03943
ናይዚ እዋን ሓደ ካብ ዝበለጹ ናይ ማእከል ኣጥቃዕቲ ዓለም ዝኾነ - ቪክቶር ኦሲመን፡ ብዛዕባ ዝኽፈሎ ገንዘብን ዘምጸኣሉ ጸገምን እናማረረ ተዛሪቡ። ብምሕራቐይ ነቲ ዝሰደድኩሉ ክመልሶ’ውን ደልየ፣ እንተኾነ ኣይከኣልኩን። ሓሙሽተ ሽሕ ዩሮ ኣብ ኤውሮጳ ጫማ ጥራይ የግዝኣካ ይኸውን፣ ኣብ ናይጀሪያ ግና፡ ኣዝዩ ብዙሕ ገንዘብ እዩ። ንዓይ እኮ ቅድሚ ናብ ኤውሮጳ ምምጽአይ፡ ሓደ ዩሮ ዝሰደደለይ ኣይነበረን። መዓልቲን ለይቲን ላዕልን ታሕቲን ኢለ፡ ኣብ ጎደና ጎማታት ይሸይጥ ነይረ። ሰባት ከም ገጸ በረኸት ብዝወሃብ...
1,520
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
11
11
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03944
ሃገራዊ ፈደረሽን ኵዕሶ እግሪ፡ ካብ 25-26 መጋቢት ኣብ ኣደራሽ ኣፍሪቃ ኦሎምፒክ ገምጋም ናይ ኣማተር ኵዕሶ እግሪ ኣቃኒዑ። ምውሓስ ምዃኑ ተሓቢሩ። “ደፋኢ ሓይሊ ንዕብየት ኣማተር ኵዕሶ እግሪ፡ ምስ መሻርኽቲ ብምውህሃድ ብፍላይ ምስ ግራስ ሩትን ሚኒስትሪ ትምህርትን ተወሃሂድካ ዝስራዕ ውድድራት እዩ” ድማ ኢሉ ዓሊ ሙዋበ። ኣብቲ ካብ ፊፋ ብዝተላእኩ ወጻእተኛታት ዓሊ ሙዋበን ሰራሚ ለስዋበን ዝተዋህበ ሰሚናር፡ ቀንዲ ዕላማታት ኣማተር ኵዕሶ እግሪ 90 ሚእታዊ ብግራስ ሩት፡ ከምኡ’ውን 10 ሚእታዊ ብኣማተር...
599
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
11
11
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03945
* ዝሓለፈ ወርሒ ሰሪ ዘጋጠሞ መጉዳእቲ ኣብ ናይ ተሃድሶ ግዜ ዝጸንሐ ሓለቓ ጋንታ ኣልነስር - ክሪስቲያኖ ሮናልዶ፡ ናብ ልምምድ ተመሊሱ። ምልሶት ናይዚ ወዲ 41 ዓመት ብርቂ ተጻዋታይ፡ ንሊግ ስዑዲ ዓረብ ንእትመርሖ ዘላ ጋንታኡ ዓቢ ብስራት እዩ። * ከይላን ምባፐ፡ ናይ ኩሉ ግዜ ዝለዓለ ኣመዝጋቢ ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ንምዃን፡ ሓንቲ ስጕምቲ ተሪፋቶ።
226
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
11
11
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03946
ፈረንሳ፡ ሓሙሽ ምሸት፡ ንብራዚል 2ብ1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ናይ ምሕዝነት ጸወታ፡ ምባፐ፡ ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቡ። በዚ ከኣ፡ ብዝሒ ኣህጉራዊ ሸቶታቱ፡ ናብ 56 ክብ ኣቢልዎ - ካብ ዘካየዶ 95 ግጥማት። ጽባሕ ጽባሕ ናይ መዛዘሚ ጸወታ ብምኽንያት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ክካየድ ዝጸንሐ ኵዕሶ መርበብ ዞባ ማእከል ኣብ ቦቾፊልያ ዞባ ማእከል ኣብ ቦቾፊልያ ኣዱሊስ - ደምበ ሰምበል (ሳልሳይ ካብ ኣህጉራዊ ግጥማት ጥሮታ ዝወጸ - ኦሊቨር ጂሩድ፡ ኣብ 137 ግጥማት 57 ሸቶታት ብምቑጻር፡ ኣብ ቅድሚት ይርከብ። ኣብ ስሩ...
439
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
11
11
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03948
ዮርዳኖስ ጸጋይ ዮርዳኖስ ጸጋይ ትራምፕ፡ ኣብ መደበራት ጸዓት ኢራን ከካይዶ ዝወጠኖ መጥቃዕቲ ኣናዊሑዎ ኢራንን ጽቡቕ ኣንፈት ዝተረኽቦ ቀጻሊ ዝርርባት ይካየድ ከም ዘሎ ኣረዲኡ። ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ መንጎ ምምሕዳሩን ኢራንን ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ ሰላም ጽቡቕ ኣንፈት ከም ዝተረኽቦ ድሕሪ ምጥቃስ፡ ኣብ ልዕሊ ትካላት መመንጨዊ ጸዓት ኢራን ከካይዶ ዝወጠኖ መጥቃዕትታት ክሳብ 6 ሚያዝያ ኣናዊሕዎ ከም ዘሎ ሓቢሩ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ፓኪስታን መሓመድ ኢስሓቕ ...
577
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
12
12
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03949
ትማሊ ዓርቢ፡ ኢራን ኣብ ልዕሊኣ ንዝፍጸም ዘሎ ልፍንታዊ መጥቃዕትታት ኣመሪካን እስራኤልን ግብረ መልሲ ኣብ ብመሰረት ሰበ ስልጣን ናይታ ሃገር ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ንግዳዊ ወደብ ሹዋይክን ወደብ ሙባረክ ኣል-ካቢርን፡ ዒላማ ሰብ ኣልቦ ነፈርትን ክሩዝ ሚሳይላትን ከም ዝኾና ተፈሊጡ ኣሎ። እትህበሉ ዘላ እዋን፡ ኣብ ልዕሊ ክልተ ዓበይቲ ወደባት ኩዌት መጥቃዕቲ ከም ዘካየደት ተሓቢሩ። እቶም ሰበ ስልጣን ኣብ ሓበሬታኦም፡ እቲ ኣብ ልዕሊ እተን ወደባት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ኣብ ሰብ ዝኾነ ጉድኣት ከም ዘየውረደ፡ እንተ...
468
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
12
12
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03950
ትማሊ ዓርቢ፡ ዩክሬንን ስዑዲ ዓረብን፡ ኣብ ጽላት ምክልኻል ንኽተሓባበራ ዘኽእለን ስምምዕ ከም ዝኸተማ፡ ፕረዚደንት ዩክሬን ቮለድሚር ዘለንስኪ ኣፍሊጡ። ምግላጽ፡ እቲ ኣብ መንጎኦም ዝተበጽሐ ስምምዕ ንኽልተአን ሃገራት ብማዕረ ኣርባሒ ክኸውን ከም ዝኽእል ኣረዲኡ። ልዕሊ 200 ወተሃደራውያን ክኢላታት ከም ዝለኣኸትለን ዝዝከር እዩ። ፕረዚደንት ዘለንስኪ፡ ዩክሬን፡ ኣምሳያ ናይቲ ንሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ትህቦ ዘላ ወተሃደራዊ ሓገዝ፡ ገንዘብን ቴክኖሎጅን ከም ዘድልያ’ውን ኣነጺሩ ኣሎ። ዑደት ፕረዚደንት ዘለ...
582
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
12
12
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03951
ኣብዛ ዘለናያ ወርሒ፡ ዩክሬን፡ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብን ማእከላይ ምብራቕን፡ ነቲ ካብ ኢራን ዝመጽአን ዘሎ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኣብ ምክልኻል ግብራዊ ተመኵሮ ንምቕሳም ክሕግዙወን ዝኽእሉ ፊልፒንስን ፈረንሳን፡ ኣብ መሬት ሓድሕደን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ዘኽእለን ወተሃደራዊ ስምምዕ ከም ዝኸተማ ተሓቢሩ። ፕረዚደንት ዘለንስኪ ብመንገዲ ማሕበራዊ መራኸቢ ‘ቴሌግራም’ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፡ ስዑዲ ዓረብ ንዩክሬን ክጠቕማ ዝኽእል ዓቕሚታት ከም ዘለዋ ድሕሪ እቲ ስምምዕ፡ ፍሊፕንስ ምስ ቻይና ኣ...
943
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
12
12
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03952
ጣህራን ከኣ፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ናይ ጸዓት መሳለጥያታታ መጥቃዕቲ ምስ እተካይድ፡ ኣብ ልዕሊ መላእ ትሕተ ቅርጺ ጸዓት ናይቲ ዞባ ሕነ ክትፈዲ ምዃና ምጥንቃቓ ይዝከር።
105
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
12
12
505616ebd73ced6b43c6c89c22280c7c48c069c04e51e47b3ac0274d35b3b943:03953
ሰራዊት እስራኤል፡ ናብ ደቡባዊ ክፋል ሊባኖስ ተወሰኽቲ ወተሃደራት ከም ዝለኣኸ ተሓቢሩ። ልፍንታዊ መጥቃዕቲ፡ ሕዝቦላህ ናብ ተልኣቪቭ ብርክት ዝበሉ ሮኬታት ከም ዝወንጨፈ እዩ ዝግለጽ። ሰራዊት እስራኤል ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፡ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሊባኖስ ናይ መከላኸሊ ዞባ ንምስፋሕ፡ ወተሃደራት ክፍለ ሰራዊት 162 ናብ’ቶም ድሮ ኣብ መሬት ሊባኖስ ዝርከቡ ክልተ ክፍለ ሰራዊቱ ጸንቢርዎም ከም ዘሎ ኣፍሊጡ። ከም ግብረ መልሲ ናይዚ ከኣ፡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ፡ ምምዝባል ናይ 1...
1,087
null
2026-03-28T00:00:00
haddas_eritra_28032026.pdf
12
12
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03954
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኬንያ ኣቶ በየነ ርእሶም፡ ብቤት-ጽሕፈት ሰፈራታት ትካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN-Habitat) ዞባ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተወደበ፡ ብ23ን 24ን መጋቢት ኣብ ናይቫሻ - ኬንያ ኣብ ዝተቓነዐ ዓመታዊ መድረኽ ዘተ ዲፕሎማሰኛታት ኣፍሪቃ ተሳቲፉ። እዚ “ንቐጻሊ ልምዓት ከተማታት ኣፍሪቃ፡ ጉዳይ ኣባይቲ ከም መሳርሒ ምጥቃም” ብዝብል ቴማ ዝተኻየደ ዓመታዊ ዋዕላ፡ ንጉዳይ ኣባይቲ ከም ቀንዲ መሰረት ብምግባር፡ ኩለንትናዊ ዕብየት ከተማታት ኣፍሪቃ ንምስጓምን ንምርግጋጽን ዝዓለመ ነይሩ። ኮሚሽን...
1,420
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
1
1
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03955
ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ብርሃን ዓይኒ፡ ናይ ሓበላ ጸገም ንዝነበሮም ካብ መላእ ሃገር ዝመጹ 525 ዜጋታት፡ ካብ 25 ክሳብ 28 መጋቢት ዕዉት መጥባሕቲ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ መወከሲ ሆስፒታል ክኢላ ሕክምና ዓይኒ ዶ/ር እዮብ በየነ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ ብመልክዕ ወፍሪ ዝተኻየደ መጥባሕቲ፡ ኣካል ናይ’ቲ ዑረት ንምክልኻል ብደረጃ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ከምዝዀነ ብምግላጽ፡ ሓበላ ዑረት ዘስዕብ ሓደገኛ’ኳ እንተኾነ፡ ኣብ ግዜኡ ግቡእ ሕክምና እንተረኺቡ ከም ዝፍወስ፣ ናብ ግላኮማ እንተማዕቢሉ ግና ነባ...
1,031
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
1
1
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03957
ኣብ ዞባ ደቡብ - ንኡሳን ዞባታት ዓዲ- ዃላ፡ ማይ-ምነን እምኒ-ሓይሊን፡ ካብ 22 ክሳብ 24 መጋቢት ቅነ ውዳበታት መንእሰያት ተኻዪዱ። እቲ መደብ፡ ስነ-ጥበባውን ፍልጠት- ጠቀስን ውድድራት፣ ምርኢት ምህዞን ሰንዓን፣ ከምኡ’ውን ምትብባዕ ብሉጻት ተመሃሮ ዘጠቓለለ’ዩ ነይሩ። ሓለፍቲ ሃማመተኤ ኣብ’ተን ንኡሳን ዞባታት ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ቀንዲ ዕላማ ናይ’ቲ ቅነ፡ ንመንእሰያት ኣብ ናይ ውድድር መድረኽ ኣእቲኻ ብቕዓቶም ከምዝዓቢ ንምግባር ከምዝኾነ ሓቢሮም። ውሁድ ወፍሪ ከምዘድሊ ኣገንዚቡ። ምፍራይ ካብ ...
561
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
2
2
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03958
ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና ዘለዎም ቈልዑ ንምሕብሕብን ጥዕናኦም ንምውሓስን፡ ተራን ኣበርክቶን ኮም ብሓፈሻ ናይ ስድራቤታት ድማ ብፍላይ ክዓዝዝ፡ ብ23 መጋቢት ኣብ ከተማ ሓጋዝ ኣብ ዝተኻየደ ሰሚናር መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣቶ መሓመድ-ኢብራሂም መሓመድ- እድሪስን ኣካያዲት ስራሕ ሃገራዊ ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንኩላን ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ ወ/ሮ ሚርያም ሃይለን ብወገኖም፡ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ዝርከቡ ዜጋታት’ውን ብግቡእ ተጸኒዖም ኣባልነቶም ዝረጋገጸሉ ኩነታት ክፍጠር ተማሕጺኖም። ነጸርኣብ በረኸ...
498
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
2
2
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03959
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲቐይሕ - ምምሕዳር ከባቢ ዓዲለጂ፡ ህዝቢ ቀርኒ መዓር ኣብ ምስራሕ ፕሮጀክት ማይን ናይ እምኒ ከትሪን ንዝነጥፉ ዘለዉ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ እኽለ-ማይ ብምድላው ኣተባቢዖም። ትሳተፍ ዘላ ኣሃዱ ሓይልታት ምክልኻል ኣቶ ሓጎስ ኣብርሃም ብወገኑ፡ ምግልጋል ህዝቢ እናተወራረሰ ዝመጸ ክብሪታት ሰራዊት ኤርትራ ከምዝዀነ ብምጥቃስ፡ ኣብ መደባት ልምዓት ምስታፎም ሕጉሳት ምዃኖም ገሊጹ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ዓዲቐይሕ ኣቶ ሃብታይ ተስፋዝጊ ብወገኑ፡ ንውህደት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን ህዝቢ ...
840
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
2
2
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03962
ማሕበር ኣብ ዝሓለፈ 16 ዓመታት ሰፊሕ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ብምክያድ ኣብ ምግራብን ስነ-ህይወታዊ ብዙሕነትን ዘተኰረ ዕማም ከምዘሰላሰለ፣ ኣብ ምሕላብ፡ ኢራ፡ ደብረሲና፡ ዋራ፡ ደቂ ገብሩ፡ ገብጋቦ፡ ሙሻ፡ ሊበናን ሃብረንጋቃን ድማ ብደረጃ ዞባ ከሊሉ ናይ ምግራብ መደባት የተግብር ከምዘሎ ገሊጻ። ዮሴፍ ሃይለማርያም ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል ተስፋኣለም የማነ ሙሴ ገ/እግዚኣብሄር ቍ.ስ 201820 (250) ፋክስ. 127749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247 ሕዛእትታት፡ ምስ ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ በዓል- ለይ-ኣው...
341
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
2
2
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03963
ኣባላት ሃማደኤ ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ- ዓንሰባ፡ ኣስታት 11,500 ናቕፋ ዝግመት ገንዘባውን ዓይነታውን ኣበርክቶ ንስድራ- ስዉኣት ገይረን። ምዝርጋሕ ጋዜጣ ቍ.ስ.113395-07588045 ምልክታ ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 ሓላፊት ሃማደኤ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ወ/ሮ ጽገወይኒ ገብረስላሴ ኣብ ዝሃበቶ ንዝነጥፉ ዝንባለኦም ንኸማዕብሉ ዝሕግዝ መድረኽ ብምዃኑ፡ ንምስፍሑ ክስራሕ ተማሕጺኖም። ፍትወት ስራሕን ትምህርትን ዝውንን፣ ከምኡ’ውን ባህላዊ ክብርታቱ ዝዕቅብ መንእሰይ ንምህናጽ ዝውጠን መደባት ን...
1,565
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
2
3
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03964
ማርታ ክብሮም ማርታ ክብሮም ካብ ኣደነቕቲ ልምድታት ቀቢላ ፓራጃ ካብ ኣደነቕቲ ልምድታት ቀቢላ ፓራጃ ክፍሊ ዝኾነ ሰብ ክኣቱ ኣይፍቀድን እዩ። መሕረሲትን ዓበይቲ ኣንስትን ጥራይ እየን ዝኣትዋ። ካህን ሰበይቲ - ጉሩምሜይን ድማ ሕርሲ ብሰላም ክዛዘም ኣብ ጎድና ኮይና ትጽሊ። ሕርሲ ከቢድ ከይከውን ድማ ባህላዊት ሓኪም - ጉንያ መድሃኒታ ኣዳልያ ትመጽእ። እታ ኣደ ኣብ ለይቲ ምልእቲ ወርሒ ኣብ ዝወጸትሉ ግዜ እንተወሊዳ፡ እቲ ህጻን ዕሉል ሰራቒ ከምዝኸውን እዮም ዝኣምኑ። መዳሕንቲ ኣብ ክሳድ ናይቲ ህጻን ክል...
2,318
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
3
3
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03965
መርከብ ሱልጣና ኣብ ሚያዝያ 1865 ኣብ ሩባ ሚሲሲፒ ብዘጋጠማ ምቅጻል እያ ምሉእ ብምሉእ ዓንያ። እዚ ኣብ ታሪኽ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ዓቢ ዕንወት ዘምጽአ እዩ ነይሩ። እታ ብሃፋ ትሰርሕ ዝነበረት መርከብ፡ ሓደ ካብ መፍልሒ ድሕሪ ምትኳሱ እታ መርከብ ክትጥሕል ብምጅማራ ካብቶም ኣብ ውሽጣ ዝነበሩ 2400 ተሳፈርቲ፡ እቶም 1800 ሰባት በቲ ሓደጋ ሞይቶም። እዚ ዛንታ ኣብ ታሪኽ ዓለም ዳርጋ ተረሲዑ እዩ፡ ብዝግባእ ከም ዘይተሰነደ’ውን እዩ ዝግለጽ። እቲ ሓደጋ፡ ድሕሪ ምቕንጻል ፕረዚደንት ኣብርሃም ሊንኮን ...
1,123
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
3
3
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03966
ዓሌት ዓሳ እዩ። ካብ ኣባ-ጎብየ ዝዘሓለ ከምዝኾነ ዝግለጽ ዓሳ-ፈረስ፡ ኣብ ሰዓት ትሕቲ ሓደ ሰንቲ ሜተር ጥራይ ክጐዓዝ ከምዝኽእል እዩ ዝግለጽ። • ካብ ዓሌት ኣዕዋፍ ዝገዘፈት ሰገን፡ ብኣዝዩ ልዑል ፍጥነት ክትጎዪ ትኽእል እያ። ገዚፍ ነብሲ እትውንን ሰገን፡ ማእከላይ ገምጋም ቅልጣፈኣ ካብ ፈረስ ዝዛየደ እዩ። ብተወሳኺ ሰገን ካብ ኣንስተይቲ ኣንበሳ – ዋዕሮ ንላዕሊ ክትግዕር ትኽእል።
244
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
3
3
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03967
• ካንጋሮ ጭራኣ ከም መሐለውታ ሚዛን ነብሳ’ያ ትጥቀመሉ። ናይዚ ኣብነት ድማ፡ ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ ጭራኣ ንላዕሊ እንተደኣ ትኽ ኢሉ፡ ኣእጋራ ብቕልጡፍ ንላዕሊ ሓፍ ብምባል ይነጥር። ሰዓት መደብ ሰዓት መደብ 09፡00 ሃገራዊ መዝሙር 09፡00 ሃገራዊ መዝሙር 09፡05 መደብ ፊዮሪና 09፡05 መደብ ፊዮሪና 09፡50 ሙዚቃዊ ድራማ 09፡50 ሙዚቃዊ ድራማ 10፡20 ፓኖራማ 10፡20 ፓኖራማ 11፡00 መደብ ማእገር 11፡00 መደብ ማእገር 13፡00 ዶክተራት ኣብ ስትድዮ 13፡00 ዶክተራት ኣብ ስትድዮ (ቀጥታ) ...
1,260
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
3
3
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03968
ሰዓት መደብ ሰዓት መደብ • ዝቐልጠፈ እንስሳ፡ ቺታ ዝተባህለ ዓሌት ነብሪ ክኸውን ከሎ፡ ዛጊት እቲ ዝዘሓለ እንስሳ ድማ ኣብ ማያዊ ባሕሪ ዝነብር ዓሳ-ፈረስ ዝተባህለ 12፡00 ሃገራዊ መዝሙር 12፡00 ሃገራዊ መዝሙር 12፡02 መደብ ቈላሕታ 12፡02 መደብ ቈላሕታ 12፡30 ዜና (ትግርኛ) 12፡30 ዜና (ትግርኛ) 12፡50 ዜና ስፖርት 12፡50 ዜና ስፖርት 12፡55 ዕላል ጥበባት 12፡55 ዕላል ጥበባት 13፡30 ዜና (ዓረብ) 13፡30 ዜና (ዓረብ) 13፡45 መደብ ሄሎ ደባይዋ 13፡45 መደብ ሄሎ ደባ...
1,129
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
3
4
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03969
ክፍሊ ኣከባቢ - ሚ/መ/ማ/ኣከባብን ኣህጉራዊ መዓልቲ (ብኽነት ኣልቦ)፡ ሎሚ ዓመት ንመበል ራብዓይ ግዜ ብደረጃ ዓለም ተኸቢራ ትውዕል ኣላ። ናይ ሎሚ ዓመት ቴማ ነቲ ብደረጃ ዓለም ዝርአ ዘሎ ልዑል ብኽነት መግቢ ኣቃልቦ ንምሃብን ንምውጋዱን ብምሕላን “ብኽነት መግቢ ነወግድ!” ዝብል እዩ። ዝተፈላለዩ ኣከባብያዊ መጽናዕትታት ከምዘረጋግጽዎ፡ ኣብ 2022 ጥራይ ብደረጃ ዓለም ካብ ዝፈረየ ጓሓፍ ብገምጋም ሓደ ቢልዮን ቶን ተረፍ መግቢ ኢዩ። እዚ ማለት ወድ-ሰብ ካብ ዘህልኮ/ዝበልዖ መግቢ ሓደ ሕምሲት ይሽፍን።...
625
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
4
4
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03970
ኣብ ዓለም ዚፈሪ መግቢ ኣብ መዓላ ከይወዓለ ከምዝጓሓፍን ከምዝባኽንን እዩ ውዱብ ሕርሻን መግብን ዝሕብ። እዚ ኸኣ ብኽነት መግቢ ዓቢ ዓለማዊ ስክፍታ ኮይኑ ኣሎ። ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት፡ ንደቂ ሰባት ዝፍጠር መግቢ፡ ኣብ መኣዲ ቅድሚ ምብጽሑ፡ ገለ ክፋሉ ይጠፍእ ወይ ይባኽን። ኣብ ዝተፈላለዩ ደረጃታት መስርሕ ቀረብ መግቢ ማለት ኣብ ምፍራይ፣ ምእካብ፣ ምኽዛን፣ መጓዓዝያ፣ ዕዳጋን ሃልኪን ብኽነታት የጋጥም። መግቢ ምብኻን ማለት፡ ንምፍራዩ ዝውዕል ጸጋታት ኣከባቢ፡ ከም ማይ፡ መሬት (ማዕድናት) ፡ ጸዓት፡...
5,066
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
4
5
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03971
እዚ ዓምዲ’ዚ፡ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ገድሊ ካብ ውልቃዊ ትዕዝብትታት፡ ኣብ ሰውራን ድሕሪ ናጽነትን ካብ ዝተጻሕፈ መጽሓፍትን መጽሔታትን፡ ቃለ-መጠይቓት፡ ከምኡ’ውን ካብ ኣርካይቭስ ጨ/ስእሊ ሚ/ ዜናን ካልእን ዝተረኽበ ስእልታትን ሰንዳትን ምርኩስ ብምግባር ዝዳሎ ምዃኑ ኣቐዲምና ነዘኻኽር። ነይሮም። እቶም ተጋደልቲ ነቶም ወተሃደራት ጸላኢ ኣይረኣዩዎምን። ሽዑ ምስ ተረኣኣዩ ንሓድሕዶም ተጠማመቱ ክልቲኦም ድማ፡ ነናብ ቦታኦም ሰላሕ ኢሎም ተመልሱ። ምኽንያቱ ሽዑ ተዅሲ እንተ ከፊትካ እቲ ኣሪኻዮ ዘሎኻ በለስ’ው...
525
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
5
5
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03972
ብድሕሪ መጥቃዕቲ 1975፡ ተቐማጦ ናቕፋ ንዝፈትውዋ ከተማኦም ገዲፎምን ንብረቶም ዛሕዚሖምን ገለ ናብ ሱዳን፡ ገሊኦም ናብቲ ተጋደልቲ ዝንቈቱሉ ከባቢታት ፋሕ ክብሉ ከለዉ፡ ክወጹ ዘይከኣሉ 70 ትንፋስ ከኣ ኣብ ውሽጢ ከበባ ናቕፋ ምስ ጦር ሰራዊት ተዓጽዮም ተረፉ። ኣብ ቦኽሪ ውግእ ከበባ ናቕፋ መስከረም 1976 ዝተወግአ - ተጋዳላይ ተኸስተ
214
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
5
5
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03973
ብዘይ ዝዀነ ንብረት ስለ ዝወጹ፡ እቶም ተጋደልቲ ካብተን ዝምገቡወን ዝነበሩ ‘ወዲ ዓከር’ እናመቐሉ ይሕግዙዎም ነበሩ። ህዝቢ’ውን ንዖኦም ከምኡ። ብንብረቱን ጉልበቱን ብምሉኡ ምስ ተጋደልቲ ወጊኑ። ብድሕሪ’ታ ናይ ሮመዳን 1975 መጥቃዕቲ፡ ጦር ሰራዊት ኣብ ከባቢ መስጊድ’ዮም ነቲ ህዝቢ ኣኪቦሞ። “ደቅኹም እንተ ዘይኣእቲኹሞም ክንድምስሰኩም ኢና። ካብ ኤርትራ ሓንቲ ባዴላ ሓመድ’ውን፡ ኣይንህብን ኢና። ንሕና 26 ሚልዮን ኢና። ንስኹም ሰለስተ ሚልዮን ኢኹም። ብዘይ ብረት ብኢድና ሒዝና ክነምጸኣኩም ንኽእል ...
864
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
5
5
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03974
እቲ ውጉእ ተጋዳላይ፡ ኣባል ቦጦሎኒ 500 ተኸስተ መስፍን ይበሃል። ተኸስተ ኩሉ መዓናጡኡ ካብ ከብዱ ወጺኡ ብነጸላ ተጠቕሊሉ’ዩ ናብታ ኣሃዱ መጥባሕቲ ዝመጸ። ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመታት ከምዚ ዓይነት ብርቱዕ ሓደ ግዜ እቶም ተኸቢቦም ዝነበሩ ወተሃደራት ደርግ ብጥሜት ምስ ተሸገሩ፡ ዘተኣማምን ግመ ስለዝነበረ ብወገን መስጊድ በለስ ከምጽኡ ተበገሱ። እናውረዱ ከለዉ ብልዕለኦም መቚሎብ ሽዑ ዕርቃን ምስ በርተዐ ነተን ስሙራት ዝዀና ናይ ሽኮር ክሻታት ስረ ይሰፍዩወን ነበሩ። ነቲ ናይ ሓርጭ ክሻ ከኣ ከም ኮበርታ ይ...
1,748
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
5
5
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03976
እዚ ስም እዚ ብተቐማጦ ናይቲ ከባቢ ካብ ቀደም ጀሚሩ ዝጽውዓሉ ዝነበረ ስም’ዩ። ኣብ’ቲ ንጐላጕል ናሮ ዘእቱ ኣጻምእ ቦታታት ከም ገነት ምድረ-በዳ ክውሰድ ዘኽእሎ ናይ ማይ ጸጋ ዘለዎ ሩባ’ዩ። እዚ ብልጫ እዚ፡ ጸላኢ ክጠማመቶን ምሉእ ኣድህቦ ከንብረሉን ይድርኾ ነበረ። በዚ ከኣ፡ ቀጻሊ ናይ ህልኽ ውግኣት ተኻይድዎ እዩ። ኣብ መንጎ ሳልፈርን ኩባንያን ምህላዉ በተን ኣብኣ ዝዓረዳ ኣሃዱታት ከም ጐረሮ’ዩ ዝቝጸር። ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ካብኣ ዝመጽኡ ተጋደልቲ ክዳኖምን ነብሶምን ጽሩያት፡ ብዛዕባ ስዓታት ...
443
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
5
5
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03977
1. ካልኣይን ሓድነታዊን ጉባኤ ህዝባዊ ግንባርን ተሓኤ ማእከላይ መሪሕነትን እዩ። እቲ ጉባኤ ካብ ዕለት 12-19 መጋቢት ኣብ ዓሬርብ ተኻዪዱ። 2. ውግእ ምድምሳስ ናደው እዝ ካብ 17-19 መጋቢት ተኻዪዱ። 19 መጋቢት ድማ፡ ናደው እዝ ዝተደምሰሰሉን ከተማ ኣፍዓበት ሓራ ዝወጸኣትላን ዕለት’ያ። 3. ሐ/ 4ይን 7ይን (4ይ ወራር 30 መጋቢት - 11ሚያዝያ 1979፡ 7ይ ወራር 26 መጋቢት - ክሳብ ክፍላ ነሓሰ 1983) 4. 130 ሚ.ሜ. መዳፍዕ፡ ቢኤም 21 ወንጫፊ ሮኬታት። 5. ኣብ ምድምሳስ ናደው እ...
422
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
5
6
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03979
Asmara Mining Share Company is inviting applicants for the following position. Process Plant Fitter Number required – (10) Type of contract – Indefinite Major Duties and responsibilities • The Fitter is responsible for inspections and maintenance of machinery and equipment according to OEM specifications and company pr...
3,441
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
6
6
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03980
ወ/ሮ ሰምሃር ካሕሳይ ይሕደጎ ኣደይ ንግስቲ ገብረመስቀል ስለዝዓረፈት ኣነ ጥራይ ወራሲት ምዃነይ ይረጋገጸለይ ስለዝበለት ዝቃወም እንተሎ 21/4/26 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ወ/ሮ ጸጋ ወልደሚካኤል ዘርእዝጊ፡ ሓወይ ፍረማርያም ምስግና ዘርእጋብር፡ ናይ ኣእምሮ ሕማም ስለ ዘለዎ ዘይብቁዕነት ይረጋገጸለይ ስለ ዝበለት ዝቃወም እንተሎ፡ ን15/04/26 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። 29 መጋቢት 2026 - ገጽ 7 መበል 35 ዓመት ቁ.180
266
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
6
7
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03981
ናዝሬት በይን ስእሊ- የውሃንስ መብራህቱ ማሕበር ነርስ ኤርትራ፡ “ትንሳኤ ማሕበር ነርስ ኤርትራ፡ ንጥዕና ሕብረተ-ሰብና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ መበል 17 ጉባኤኡ ብቐዳም 14 መጋቢት ኣቃኒዑ። ከም ዝፍለጥ፡ ሞያ ነርስ ዓንዲ ሕቖ ስርዓተ ኣገልግሎት ጥዕና ስለ ዝዀነ፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ሕብረተ-ሰብ ዝለዓለ እጃም ኣለዎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ እተፈላለየ ትካላት ጥዕና ተዋፊሮም ዝዓዩ ዘለዉ ነርሳትን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ክሳተፉ እንከለዉ፡ ማሕበር ምሉእ ዝርግሐን ዝተወሃሃደን ኣገልግሎት ጥዕና ንኽህሉ ምስ ...
5,413
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
7
8
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03983
ተዋሕጡ። ክሳብ ደንበ ዛውል ብሓባር ድሕሪ ምጒዓዝ፡ ኤሊሆም መብራህቱ ካብ ኣስቤኮን እዮቤድ ኤፍሬም ካብ ደንደንን በርቃዊ መጥቃዕቲ ፈጸሙ። ብልዑል ናህሪ ክቕጽሉ ብምኽኣሎም ከኣ ክሳዕ መዛዘሚ በጽሑ። እዮቤድ፡ ንኤሊሄም ኣኸቲሉ ንውድድሩ ብ03፡ 10፡34 ብምዝዛም ቀዳማይ ኰይኑ ተዓዊቱ። ትማሊ ቀዳም ዝተኻየደት ሻድሸይቲ መድረኽ ዙር ዞባ ማእከል፡ ካብ ኣስመራ ናብ ዓዲ በርበረ በጺሕካ ምምላስ ኮይና፡ 125.1 ኪሎ ሜተር ዝሸፈነት እያ። እዛ ቀዳመይቲ መድረኽ ውድድር ናይ ማእከሎት (ጁንዮር) ደቂ-ተባዕትዮ ...
927
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
8
8
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03984
ናይ ዓቀብ ዕውታት ናይ ዓቀብ ዕውታት መሓመድ ሳላሕ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ወቕቲ ስፖርት፡ ካብ ሊቨርፑል ክሳናበት ምዃኑ ድሕሪ ምሕባሩ፡ ናይ ቅድም ዓላሚ ሊቨርፑል ጀርመናዊ የርገን ክሎፕ፡ ሳላሕ ክሳዕ ወዲ 40 ዓመት ዝኸውን ክጻወት ዓቕሚ ከም ዘለዎ ገሊጹ። ናይ ደንደን እሰይ ኪዳነ ድማ፡ ብሉጽ ተቐዳዳማይ ናይቲ ዕለት ተባሂሉ ተሸሊሙ። ተቐዳደምቲ፡ ዓዲ-ተከሌዛን ደይቦም ደቀምሓረ ምስ ሓለፉ፡ ዳይሞን ሰለሙን ካብ ኣስቤኮን እሰይ ኪዳነ ካብ ደንደንን ካብ ዓባይ ጒጅለ ኣምሊጦም ብሓያል ናህሪ ንቕድሚት ተወርወ...
741
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
8
8
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03985
ሃገራውያን ጋንታታት እንግሊዝን ኡራጋይን ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ዘካየደኦ ምሕዝነታዊ ግጥም፡ ደገፍቲ እንግሊዝ ንተኸላኻላይ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ በን ዋይት ክሸዱዎ ተራእዮም። ዝሓለፈ ሓሙስ ምሸት ብራዚልን ፈረንሳን ኣብ ዘካየዳኦ ምሕዝነታዊ ግጥም፡ ኣብ ጸጋማይ ክንፊ ባርሴሎና ዝጻወት ብራዚላዊ ራፊንሃ፡ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ካብ ጸወታ ከርሕቖ ዝኽእል መጒዳእቲ ኣጋጢምዎ። ዋይት፡ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ብኵራት ካብ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ፡ ዓርቢ ምሸት ኣብ መበል 69 ደቒቕ ናብ ሜዳ ተቐይሩ ክኣቱ ከሎ፡...
711
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
8
8
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03986
ርእሲ ኮይኑዋ ይርከብ። ራፊንሃ፡ ድሕሪ ዘካይዶ ናይ ተሃድሶ እዋናት ኣብ ፈለማ ሰሙናት ወርሒ ግንቦት፡ ናብ ጸወታ ክምለስ ትጽቢት ይግበረሉ። ኣብ ናይ ሃንስ ፍሊክ ባርሴሎና፡ ወሳኒ ተጻዋታይ ምዃኑ ዘመስከረ ራፊንሃ፡ ኣብዚ ዓመት ማልያ ባርሴሎና ለቢሱ ኣብ ዘካየዶም 31 ግጥማት፡ 19 ሸቶን ሸሞንተ ቀረብ ንሸቶን ኣበርኪቱ’ዩ። ሃገራዊት ጋንታ ዴንማርክ፡ ናብ ዋንጫ ዓለም ንምጽንባር ኣብ ትግብሮ ዘላ ጻዕሪ፡ ሓሙስ ንሰሜን መቆደንያ 4ብ0 ብምርታዕ ሓደ እግራ ኣሕሊፋ ትርከብ። እዚ ተስፋ ናይ ዋንጫ ዓለም ከኣ...
460
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
8
8
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03987
ፕረዚደንት ላሊጋ ጃቬር ተባስ፡ ንስዕረት ብራዚል ብፈረንሳ ስዒቡ፡ ኣብ ልዕሊ ቨኒሰስ ጁንየር ዝመጽእ ዘሎ ነቐፌታ ኰኒንዎ። ተባስ፡ ነቲ ናይ ነይማር ዝነበረት ቊጽሪ 10 ማልያ ለቢሱ ዝጻወት ዘሎ ቨኒሰስ ዘለዎ ደገፍ ብምግላጽ፡ ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ትዕግስቲ ክገብሩ ጸዊዑ። ተባስ፡ “መሲ፡ ብደገፍቲ ይንቀፍ ነይሩ’ዩ፡ ግን ንሃገሩ ዋንጫ ዓለም ኣምጺኡላ፡ ደገፍቲ ብራዚል’ውን ቨኒሰስ ዋንጫ ዓለም ከምጽኣሎም ስለዝዀነ ክዕገሱ ኣለዎም፡” ኢሉ። ተረኛ ፋርማሲ ተረኛ ፋርማሲ ጎደና ቁ.ስልኪ ጎደና 195...
352
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
8
8
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03990
ኣብ ሰለስተ ከተማታት ዝካየድ ዘሎ ስፖርታዊ ውድድራት እዚ ማእከል፡ ዝሓለፈ መዓልታት፡ ብግጥማት ኵዕሶ እግርን መርበብ ቀጺሉ ቐንዩ። ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ተመዲበን ውድድርን ካብ ዘሰላስላ ዘለዋ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ጋንታታት ኵዕሶ እግሪ፡ ሂላል ንናቕፋ 5ብ0፡ ንዛራ ከኣ 2ብ0 ክትረትዐን እንከላ፡ ሮዝመ ከኣ ንጎብየ 3ብ0 ስዒራታ። ኣብ ናይ ደቂ-ተባዕትዮ ድማ፡ ሂላል ንናቕፋ 3ብ2፡ ጎብየ ድማ ንኪሎማ 2ብ0 ብምስዓር ዓወት ኣጽሒፈን። ጎብየ ምስ ሮዝመ ኣብ ዘካየደቶ ጸወታ፡ 1ብ1 ተፈላልያ። ኣብ ግጥማት ኵ...
2,007
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
8
8
2dd8c3c6f7d968ea38729e332a7fd146052c776b15eeacd0f10245a7d5e1217c:03991
ብምሃብ ናብ ጸወታ መለሰቶ። ኣብ ሜዳ ብዘንጸባረቖ ውሕሉል ክእለት፡ ንሞትን ተስፋ ምቊራጽን ብማዕረ ከም ዝሰዓረን ኣመስከረ። ካብ ማንቸስተር ዩናይትድ ጻዊዒት ብምርካቡ፡ ንጒዕዞ ሞያ ኵዕሶ እግሪ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ከበርኾ በቕዐ። 12 ሰነ 2021 ዴንማርክን ፊንላንድን ኣብ ኮፐንሃገን ኣብ ዘካዪደኦ ዝነበራ ግጥም’ዩ። ጸወታ 42 ደቒቕ ምስ በጽሐ፡ ክርስትያን ኤሪክሰን ብዘጋጠሞ ናይ ልቢ ጸገም፡ ኣብ ማእከል ሜዳ ወደቐ። መላእ ስታድዩም ድማ ሃለዋቱ ኣህጠመ። ህይወት እዚ ዴንማርካዊ ተጻዋታይ’ውን ዘብቐዐት ...
871
null
2026-03-29T00:00:00
haddas_eritra_29032026.pdf
8
8
08ab2d58e3f6ca69128b96e8f6f2a380dda5fb6109afb9eb73bc9e01f6768d9f:03992
ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ “ኮም ዝሰረቱ ውዳበ፡ መሰረት ኩሉንትናዊ ብቕዓት መንእሰያትና” ብዝብል ቴማ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ቅነ ውዳበታት ተመሃሮ፡ ንብሉጻት ተመሃሮ ሽልማት ዒንደማሶ ተዓዲሉ። ብ25 መጋቢት ኣብ ኣዳራሽ ባሕረ- ነግስታት ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ኣብ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዓመተ- ኣብ መላእ ሃገር ካብ ዝርከባ ናይ ሞያ ኣብያተ-ትምህርቲ ብዝተፈላለየ ሞያታት ብሰርቲፍኬት ድሕሪ ምምራቕ፡ ኣብ መበል 38 ዙርያ ‘ለ’ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ማእከል ወተሃደራዊ ስልጠናታት ምዕጥር...
3,140
null
2026-03-31T00:00:00
haddas_eritra_31032026.pdf
1
1
08ab2d58e3f6ca69128b96e8f6f2a380dda5fb6109afb9eb73bc9e01f6768d9f:03994
ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ዓድታት ኳዜን፡ ዓዜንን ዓደንጎዳን ገንዘባውን ጉልበታውን ዓቕሚታተን ብምውህሃድ፡ ዝጸንሐን ጸገም ኣገልግሎት ጥዕና ንምቅላል፡ ንመደበር ጥዕና ዘገልግል ሓድሽ ህንጻ ንምስራሕ ተበግሶ ወሲደን። ብ26 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ስነ- ስርዓት ምንባር መሰረት፡ ኣመሓዳሪ ኳዜን-ዓደረጊት ኣቶ መርሃዊ ገብረክርስቶስን ኣመሓዳሪ ዓደንጎዳ ኣቶ ሰዓረ ሓደራዝጊን ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ኣብ’ቲ ዝካየድ ዘሎ ኮም ዝሰረቱ ወፍሪ፡ ነበርቲ ሰለስቲአን ዓድታት ብዝለዓለ ወኒ ይዓዩ ከምዘለዉ ገሊጾም። ንሳቶም...
970
null
2026-03-31T00:00:00
haddas_eritra_31032026.pdf
2
2
08ab2d58e3f6ca69128b96e8f6f2a380dda5fb6109afb9eb73bc9e01f6768d9f:03998
ማእከል ጥዕና ሻምብቆ፡ ተመሓላለፍትን ዘይተመሓላለፍትን ሕማማት ኣብ ምቁጽጻርን ኣደታት ስሩዕ ክትትል ቅድምን ድሕርን ሕርሲ ዝረኽባሉ ባይታ ኣብ ምፍጣርን ልዑል ተራ ትጻወት ኣላ። ዮሴፍ ሃይለማርያም ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል ተስፋኣለም የማነ ሙሴ ገ/እግዚኣብሄር ቍ.ስ 201820 (250) ፋክስ. 127749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247 ተገልገልቲ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝረኽብዎ ዘለዉ ኣገልግሎት፡ ሞያውያን ብዘካይድዎ ጎስጓሳት፡ ሜላታት ምክልኻል ሕማም ዓሶ ክፈልጡን ቅልጡፍ ፍወሳ ክረኽቡን ...
384
null
2026-03-31T00:00:00
haddas_eritra_31032026.pdf
2
2
08ab2d58e3f6ca69128b96e8f6f2a380dda5fb6109afb9eb73bc9e01f6768d9f:03999
ምዝርጋሕ ጋዜጣ ቍ.ስ.113395-07588045 ብፍላይ ሕማም ዓሶ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ከምዝወረደ ብምሕባር፡ ነፍሰ- ምልክታ ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 መጻኢ’ውን ካልእ ልምዓታዊ መደባት ንምትግባር ብዝለዓለ ከምዝነጥፉ ኣረጋጊጾም። ካብ ክፍሊ ህንጻዊ ልምዓት ዞባ ማእከል - ጆሜትራ መለስ እምባየ ብወገኑ፡ እቲ ህንጻ ኣብ ቀዳማይ ገጽ 4 መጸበዪ ክፍልታትን 1 ገፊሕ መደቀሲ ሕሙማትን ከምዘጠቓልል ብምሕባር፡ ነበርቲ ተሳታፍነቶም ከበርኹ ኣዘኻኺሩ። ተቐማጦ ናይ’ተን ዓድታት ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፡ ...
768
null
2026-03-31T00:00:00
haddas_eritra_31032026.pdf
2
2
08ab2d58e3f6ca69128b96e8f6f2a380dda5fb6109afb9eb73bc9e01f6768d9f:04001
12፡00 ሃገራዊ መዝሙር 12፡05 መቓልሕ መንእሰያት 12፡30 ዜና (ትግርኛ) 12፡50 ዜና ስፖርት 12፡55 መደብ ኣከባቢ 13፡30 ዜና (ዓረብ) 13፡40 ለሰ ስፖርት 15፡10 ዶክመንታሪ 15፡55 ዳህሳስ ሕትመት 16፡20 ሰሙናዊ ስፖርት 17፡00 ዜና (ትግርኛ) 17፡15 መደብ ጥበብ 17፡30 ዜና (ዓረብ) 17፡45 ዶክተራት ኣብ ስትድዮ (ድግማ) 18፡30 ጉዳይ ኣብ ዘተ 19፡15 ሃሎ ቈልዑ 20፡00 ዜና (ትግረ) 20፡15 መደብ ሄራር 21፡00 ዜና (ትግርኛ) 21፡25 እንዳ ዝማም 22፡00 ዜና...
356
null
2026-03-31T00:00:00
haddas_eritra_31032026.pdf
2
2